እዛ ልዕሊ 35 ኣትሌታት ዝሓቆፈት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብቲ ካብ 8 ክሳብ 23 መጋቢት ንመበል 13 ግዚኡ ዝካየድ ጸወታታት መላእ ኣፍሪቃ ንምስታፍ ኢያ ናብ ጋና ኣቅንዓ ዘላ።
ከም ዝፍለጥ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብዚ ጸወታታት ኣብ ቅድድም ብሽግለታን፡ ኣትለቲክስን፡ ምሕንባስን፡ ቸስን ክትሳተፍ ኢያ።
1.መርሃዊ ቅዱስ
2.ሄኖክ ምሉእብርሃን
3.ዳዊት የማነ
4.ኣኽሊሉ ኣረፋይነ
5.ናሆም ዘርኣይ
6.ሚልክያስ ማእከለ ክትውከል ኮላ
ኣብ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ውድድራት ብተቀዳደምቲ
1ዳናይት ዳዊት
2ብርኽቲ ፍሳሃየ
3ሞናሊዛ ኣርኣያ
4ዮርዳኖስ ርእሶም
5ቅሳነት ወልደሚካኤል ክትሳተፍ ኢያ።
ሰናይ ጉዕዞ ጽቡቅ ዕድል ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ
ስእሊ- ውልዶ ተቀዳዳማይ ምልክያስ ማእከለ ፣ ፕሮፈሽናል ተቀዳዳማይ ሄኖክ ምሉብርሃን ፣ ናሆም ዘርኣይ (ዓዲ ሙሳ)
ናቅፋ ፕረስ